https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11082
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ወረዳታት ብምክንያት ለቨዳ ኮረና ቫይረስ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ መኪና ኣቢሉ ናይ ማይ ፀገም ንዘለዎም ሕ/ሰብ ክፈትሕ ስለዝደለየ ልዕሊ 5 ሜ3 ዝሕዛ ቦቴ መካይን ዘለኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅርን ካብኡ ንላዕልን ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ቁፅርን

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 21/07/2012ዓ/ም ክሳብ 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 4፡15 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡