https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11069
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ክ/ከተማ ዓይደር ንከ/ስ/ስ/ፅሬት ፅባቀን ቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

1ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብን ቲን ቁፅሪ መረዳኣ ከቕርቡ

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30