https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11054
ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ኣብ ቁፅሪ 2ይ ብርኪ ዝርከቡ ባህርዛፍን ኣብ ከባቢ ቢሮ ተቆሪፁ ወዲቁ ዘሎ ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 04:20 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እቲ ባህር ዛፍ ባዕሉ ቆሪፁ ክወስድ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ተሓዚት ገንዘብ ቤት ትምህርትና ብር 20 ከፊሎም ክዕድጉ ይኽእሉ

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ 17/07/2012ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡20

5 እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38