https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11048
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1ተጫረቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ  ከቅርቡ ኣለዎም

2 ካብ ቢሮ ልምዓት ኤጄንሲ እቶት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሙያ ምስክር ወረቀት ዘድልዮ ድማ ምስክር ዘቅርቡ

3 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ

4 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ 10000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 02/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋን ምስ ባቱን ዊዝ ሆልዲግ ወይ ንመንግስቲ ዝክፈል ኩሉ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

7እቲ ጨረታ 02/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

8 ሰዓራይ እካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ናይቲ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57