https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11046
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ተጫረቲ ናይ ኩሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምኻኖም መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ኣለዎም

2 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ  ከቅርቡ ኣለዎም

3 ካብ ቢሮ ልምዓት ኤጄንሲ እቶት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሙያ ምስክር ወረቀት ዘድልዮ ድማ ምስክር ዘቅርቡ

4 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ

5 ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበሩ

6 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

8 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋን ምስ ባቱን ዊዝ ሆልዲግ ወይ ንመንግስቲ ዝክፈል ኩሉ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

9 እቲ ጨረታ 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

10 ሰዓራይ እካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ናይቲ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57