https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11045
ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሃገራይ ኣብ 2012ዓ/ም ዝሓዞ በጀት 2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅትን ቀወምትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝርገሐ ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቕረባይነት

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ጨረታ ካብ 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 10 11 50 03 43 24 00 11