https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11040
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዘሐደስኩም

2 ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ዘለኩም

4 መለለይ ቁፀሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00ብር እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም  ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተወሃቦ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዓይኒ ዋና ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ  09 ምዉሳድ ይካኣል

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉን ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 /09 14 76 34 52 /09 14 76 32 74 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል