https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11037
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ኣቅሑትን፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክልር ዝገበሩ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ መክብሪ  መሳርሒ ፅሕፈት 15000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000.00 ቅርሺ  ፣ ኤሌክትሮኒክስ 25000.00 ቅርሺ ፣ ናዉቲ ኣቅሑትን 5000.00 ቅርሺ ፣  ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 15/06/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344400457ብምድዋል ምሕታት ይከኣል