https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11035
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ምጭራት ዓቅሚ ዘለዎ ኩሉ ሕብረተሰብ ምጭራት ይክእል

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ይፀንሕ

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓይደር ክወስድ ይክእለ

4 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 1000.00 በስፒኦ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዘ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 84 37