https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11031
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቲን ናምበር ዘዉፃእኩም

2ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 18/07/2012 ዓ/ም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ምድዋል ይከኣል።