https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11007
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ሃፀይ የዉሃንስ ፣ ዉቅሮ ፣ ደብረፅዮን፣ ዓራዕሮ ተ/ሃይማኖት ፣ ብክልተ ግዘ ዘጋዓዕዝ ወይ ክመላልድስ ዝክእል ሓደ ኣይሱዙ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 15/07/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት18/07/2012 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77