https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11006
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቕርብ ዝክእል

3 ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ  2012ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

4 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝክእሉ

5 ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ከፊሉ ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 06/08/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 06/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55