https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11004
ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ሰረተፊኬት

2 ንግብሪ ኸፈልቲ ዝወሃብ መለለይ ቁፅሪ ወይ ቲን ዝተመዝገብኩም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም 21/07/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ብዕለት 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድ/ቀትሪ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 28