https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10968
ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ዓዲ ግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃርን ከምኡዉን ንምምሕዳርዊ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣዉቶሞቲቭን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 08:50 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ

2 ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ካብ 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ዓዲ ግራት ቢሮ ቁፅሪ 10 ብምዉሳድ ክወዳደሩ ይክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 21 74