https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10953
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት አቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ ኣቅሑት ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 እቲ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን

4 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 11/07/2012-16/07/2012እስካብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት

6 ዝኽፈተሉ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 11 21