https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10945
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፀግን ንይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲ ጉዶም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 15/07/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡00 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።