https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10937
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲ ኮምፒተርን ፣ ፈርኒቸር / ናዉቲ ቤት ዕዮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስዮን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012 ከቕርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ

7 ጨረታ ዝወፀሉ ዝቃለሐሉ ዕለት 11/07/2012 ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 26/07/2012 ሰዓት 4፡00 ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

8 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ