https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10935
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀለም / color printer ink PCs 50 : plotter ink PCS 5: plotter Printer head PSc 5 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

 1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝተኣዘዘ ንብረት ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብዝአሰሩ ኣብ ዉሽጢ 15መዓልታት አጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56