https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10916
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ 1.HDPE 2.FITTING 3.PIPE ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:120
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 120 ብምኽፋል ዝወስድ 

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ 

3 በኣቅሑ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ከቅርብ ዝክእል 

4 ቫት ዝተመዝገበን ወርሓዊ ዲክለሬሽን ዘቅርብን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቲን መሉእ ዶክመንትን ብ 2ተ ፖስታ ኣሽጉ ኦርጅናልን ኮፒን መልኡ ከቅርብ ዝክእል

5 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከቅርብ ዝክእል 

6 ጨረታ መኸበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ብምትሓዝ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ይምለሶሎም

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 18/07/2012ዓ/ም ንተካታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ሰነድ ዝዕደገሉ ድማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜን ቅድሚ ሰዓት 2፡30-6፡30 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ 8፡00 -11፡30 ኮይኑ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ምኻኑ ንሕብር ተወሳኽ እዉን ሰነድ ምሻጥ ዝቃረፀሉ 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

9  ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት 

10 ጨረታ ሰነድ ዝኽፈተሉ ግዜ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን 

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ