https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10915
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ናይ ሞተር ሳይክላት መቃያየርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:120
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 120 ብምኽፋል ዝወስድ 

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ 

3 በኣቅሑ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ከቅርብ ዝክእል 

4 ቫት ዝተመዝገበን ወርሓዊ ዲክለሬሽን ዘቅርብን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቲን መሉእ ዶክመንትን ብ 2ተ ፖስታ ኣሽጉ ኦርጅናልን ኮፒን መልኡ ከቅርብ ዝክእል

5 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከቅርብ ዝክእል 

6 ጨረታ መኸበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ብምትሓዝ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ይምለሶሎም

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 18/07/2012ዓ/ም ንተካታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ሰነድ ዝዕደገሉ ድማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜን ቅድሚ ሰዓት 2፡30-6፡30 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ 8፡00 -11፡30 ኮይኑ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ምኻኑ ንሕብር ተወሳኽ እዉን ሰነድ ምሻጥ ዝቃረፀሉ 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

9  ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት 

10 ጨረታ ሰነድ ዝኽፈተሉ ግዜ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን 

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ