https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10913
መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:Atsbi
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ናይ 2012ዓ/ም ዘሐደሱን ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ዘቅርቡን

3 ኣብ ግብሪ ከፋላይነት ዝተመዝገቡ

4 ቫት ምዝጉቫት ናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቀርቡ ዝኽእሉ

5 ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት 4000፣ ፅሕፈት መሳርሒ 4000፣ህንፃ መሳርሒ 3000፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/4000 ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት1000 ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን2000 ፣ ናይ ኣይስቲ ኣቅሑት 5000

6 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ናብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ከምኡ ዉን ዝተማልአ ዶክመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን 15 መዓልቲ ይኸዉን

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ መሓሪ ፀጋይ ኮሌጅ ቴክኒክ ሞያን ኣፅቢ ወንበርታ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ ብር 50 ጥራሕ ይኸዉን

10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 08/07/2012ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ይኸዉም