https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10895
ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባኒያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራባዊ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሌ ንዝሃፆ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቀፅሪMGP/047/2020 ዕለት 12/03/2020 ዓም ኣፈ ኣወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዓቀኒ

ዝድለ በዝሒ

ሞዴል

ትሕዝቶ

1

ኤክስካቫተር ምስ ጃክ ሃመር ዘለዎ ክትኮን ይግባእ

ቁፅሪ

1

2015 ዓም ፈን ድሕሪኡን ጉልበት 250 ፈረስ ጉልበት

16m3 ልዕሊኡን

2

ደምትራክ

ቁፅሪ

2

2015 ዓም ፈን ድሕሪኡን

16m3 ልዕሊኡን

3

ፎርክሊፍት

ቁፅሪ

1

2008 ዓም ፈን ድሕሪኡን

ካብ 5ቶን ንላዕሊ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣

2 ናይ ዘእትዉዎ ማሽን ዝገልፅ ሊብሬ ወይድማ ሕጋዊ ሰነድ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቀለ ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ናብ ተምቤን ዓብይ ዓዲ ዝወስድ ኣብ ናይ ኤስ ኦ ኤስ መስመር ፈለማ መዕፀፊ ሰላም ህንፃ ቢሮ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም  ንሕብር፡፡

4 ተጫረቲ ዘይምለስ ሐደ ናይ 2012 ዓም ዝትሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ሐደ ፎቶ ኮፒ ምስ ሐደ ኦርጅናል ቴክኒካል ደኬሜንት ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 31/03/2012 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ምእታዉ ይክእሉ እዩም