https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10894
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደትን ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ናይ ኣዉቶ / መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት/ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በዚ መሰረት ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይካኣል

2 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ወረቀት ምሰክር መቅረባይነት ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይካኣል

3 እቲ ጨረታ ካብ 08/07/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/07/2012 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

5 እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ በምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 01 77 ምሕታት ይከኣል