https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10873
ን ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ2012ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታን ናይ ዓመት ሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ 10000.00ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 25 ማዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ካብ 05/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት

8 እቲ ኮምሽን ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77