https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1083
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ቦርሳን ሻርፕን ክትዕድግ ትደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/
  1.  ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
  2.  ናይቲ ዝስራሕ ሻርፕን ቦርሳን ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መፂእኩም ምርኣይ ይከኣል
    2  ናይ ዘእተዎ ዋጋ  2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
  3.  ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::
  4.  ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 22/4/2008 ዓ/ም እስካብ 2/5/2008 ዓ/ም ይኸዉን
  5.  ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን
  6.  VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ
  7.  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ