https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10823
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተወዳደርቲ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 07/07/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፐሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 88 87