https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10816
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣጎልግሎት ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝዉዕላ ጀነሬተራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝሓዘ

3 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ 20000.00 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ዘትሕዙ  

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል ጨረታ 11/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረተኦም ሓደ ዋናን ቅዳሕን ጠቅላላ ክልተ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጠቅላላ ዕድጊት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 59 34 11 /03 42 40 87 57