https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10813
ኣብ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእዕል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ

 5 ንሰነድ ዝርዝር ጨረታ ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 01/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ንነፍሲ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ ንናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ  4000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ይግባእ

9 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 35 65