https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10790
ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኢንተርኔት ዝርጋሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት 24 port mountable gigabit switch 3 in 1 modular crimping toolRJ 45 ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት

3 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/06/2012ክሳብ 03/07/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 03/07/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት