https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1077
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

  1. ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን
  2. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ብኮንስትራክሽን ማይ ተጫራቲ ካብ ደረጃ 8 ንላዕሊ ኩሉ ብማዕረ ክሳተፍ ዝክእል
  4.  ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23 ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ክሳብ 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ይኸዉን
  5.  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም  ንጉሆ ሰዓት 4:00 ኮይኑ
  6.  ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን
  7.  ንሕድሕድ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል
  8.  ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መሸጢ ብር 50 ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል