https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10758
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ጎማ በርጅስተን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምዉሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ 30/06/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30 እዚ ፕሮፎርማ

5እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል፡፡