https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10737
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍረምረ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 30, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57