https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10732
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 27/06/2012ዓ/ም ድ/ሰዓት 09፡00 ኮይኑ 09፡30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ኣብዘየለዉሉን ይኽፈት