https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10702
ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ እስቴሽነሪን ኮምፒተርን ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተ.ቁ

ንብረት

መፍለይ

በዝሒ

መለክዒ

Used computer

USED Dell model= 755 hard disk =250ram 2Gb screen 19 screen

Flat system unit tower

32

ብቁፅሪ

Computer

Core=i5 model=4GB hard disk =

Processor sped 3.34 generation

4

ብቁፅሪ

መረበሒ ወረቀት

80ግራም Made In Indonesia

1500

ሪም

EZ ማስተር

RIZO

12

ብቁፅሪ

CZ ቀለም

RIZO

05

ብቁፅሪ

EZ ቀለም

RIZO

25

ብቁፅሪ

CZ ማስተር

RIZO

8

ብቁፅሪ

1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 19/06/2012ዓ/ም ን10 ተኸታተልቲመዓልቲ ናብ ዕደጋ ክፍሊ ሰነዳቶም ከቅርቡ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት

2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

3 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ

4 ተወዳደርቲ ካብቲ ዘእትዎ ናይ ዘእተዉዎ ጠቅላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 60 88/ 410165