https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10670
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑ ተሽከርከርቲ ሎት 2 ናዉቲ ቢሮ ሎት ሎት 3 ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ  ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ገርኩም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ ዝሓዘ፣

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን፣

5 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለዎ ፣ ንኩሉ ብቅዳሕ ምቅራብ ዝክእል

6 ጨረታ 05/07/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ኣብ ዝደለየሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ንብረት ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ብተወሳኺ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 63