https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10669
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ንናይ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ዝኮዉን ናይ ሬን ወተር ድሬንች ሲስተም ገብሪጥ ብሌቬም ናይ ተኸላ ስራሕቲ ክሰርሕ ስለ ዝደሊ ነዚ ክትሰርሑ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጫማሪ እሴት ታክስ ሰነዳት ዘቅርቡን በዚ ዓይነት ተኸላ ካብ ገብሪጥ ዝተባሃለ ኩባንያ ሰርፊኬት ዘለዎም ናይ ጨረታ ሰነድ ክሳብ ዕለት 04/03/2020 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰዓት ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክእትዉ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ 04/03/2020 ኣፈ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

4 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 68 03/ 01 1 47 09 53 8 ምድዋል ይክእሉ