https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10668
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትግራይ ዝርካብ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክትታት ንስራሕ ዝዉዕሉ ገልባጢ መኪና ፣ ሎዶር፣ ማይ ቦጢ ክካረይ ስለ ዝደሊ በቲ ናይ ኩባንያ ናይ ክራይ ዋጋ መሰረት ንክካርይ ፍቃደኛ ዝኮነ መካረያይ ኣካል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ብ ሞባይል ቁፅሪ  09 10 02 93 10 / 09 14 29 76 62 /09  40 28 78 71 ደዊሉ ዝርዝር ሓበሬታ ብምርካብ ከካርይ ከም ዝክእል ክንሕብር ንፎቱ