https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10662
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/06/2012 ዓ/ም 11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል