https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10658
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት Aluminuim Tublar Frames ፣ Ega sheet 4000,04mm ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:25,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጫማሪ እሴት ታክስ ሰነዳት ኦርጅናልንፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ  ካብ ዕለት 26/02/2020-06/03/2020 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰዓት ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO) Aluminuim Tublar Frames  ብር 25000 ፣ Ega sheet 4000,04mm  25000፣ብስምዒ ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

3 እቲ ጨረታ 06/03/2020 ኣፈ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

4 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 06