https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10640
ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መመርሒ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ካብ ዕለት 17/06/2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 4000 ብርብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 01/07/2012 ልክዕ 10፡00 ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይክፈት

8 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14 ምሕታት ይካኣል