https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10638
ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ናይ PSD –HUB Project ሒሳብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኦዲት ንምግባር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ሰርትፊኬት ዘለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ክሳብ 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402529/414490 ምድዋል ይከኣል።