https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10628
ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ዘገልገሉ መፃሕፍትን ዝተፈላለዩ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ሓድነት ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ን 7ተ ተከታታሊ መዓልቲ ኮይኑ ካብ 16/06/2012እስካብ 24/06/2012ዓ/ም ይኸዉን

3 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ክጫረት እንተኾኑ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝምለስ 1500.00 /ብር ሓደ ሽሕን ሓምሽተ ሚኢትን/ ከትሕዙ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ተጫረቱ ዘሸነፈ ተጫረቲ ንዘሸነፎ ንብረት ገንዘብ ናብ ትልምን ፋይናንስን ኣታዊ ምስገበረ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ከልዕል ይግደድ እንድሕር ብዝተባለ መዓልቲ ዘየልዒሉ ብመትሐጃ ዘትሐዞ ገንዘብ ይቅፃዕ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

7 ሰነድ ዝጫረታን ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ካብ 2ይ ደብሪ 27 ብር 30 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84