https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10603
ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ካሜራን ናይ ላፕቶፕን ባትሪ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፡ ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2 እዚ ፐሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 09፡30 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54