https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10596
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 17/06/2012 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ዕለት 17/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል