https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10595
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንጥዕና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ዝተኣሸገ ፖስታ ፣ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ዘለዎ

2 ተወዳደርቲ ንምዉድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/06/2012 ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ዕለት 18/06/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 2ይ ደብሪ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

5 ኣብ መንጎ መቅረባይንቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝህቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ካም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

7 ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84