https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10574
ን 2ይ ዙር ዝወፀ ምልክጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ን2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 03:48 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቕረባይነትን ፣ ቲን ናምበርን ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዲክለራሶን ዘማለእኩም ተወሳኪ አሴት ታክስ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት መሐለዊ ኣቅሑትን፣ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት፣ ናይ ገዛን ቢሮን /ፈርኒቸር/ ኣቅሑት፣ ናይ ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ኣቅሑት ፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢን ገይፅታት ኣቅሑትን ፣ ሞተር ሳይክል ባጃጅን መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ስፖርታዊ ዕጥቅን ጫማታትን፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ (HDPE PPR መገጣጠምቲ ኣቅሑትን ብረት ትቦን መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይን ኣቅሑትን / ዘይምለስ 30  እናከፈልኩም መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ይዕድም፤

2 እቲ ጨረታ 23/06/2012 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን፤

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-452872 ወይ 0344-450106 ምሕታት ይከአል፤