https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10570
ንኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቅረብቲ ትካላት ክወዳድር ዝደሊ ስለዚ ጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1 ተወዳርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም  ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 42 40 04 03  ምሕታት ይካኣል