https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10563
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ተጠቂሱ ዘሎ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ የዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 12-17/2012 ሰዓት 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15