https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10533
መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ኮፒ ዘቅርብ፣

2 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ፤

3 2% ቲኦቲ ዝከፈለ

4  ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ

5 ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዘቅርብ

6 ትክክለኛን ፅሬቱን ሰታንዳርዱ ዝሓለወ ዘቅርብ፤ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነቱ ዝወስድ፤

7ጨረታ ትሕጃ ዝምለስ 3000.00 ሽሕ ብር ናብ 1000136800748 ኣብ ባንኪ ኣታዊ ዝገብር፤

8ኣብዚ ጨረታ ዝተማልኡ ነጋዶ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 እዚ ጨረታ ካብ 09/06/2012ዓ/ም ክሳብ 20/06/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃአኩም ክትወስዱ ትክእሉ፡

6 እዚ ጨረታ 23/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

7 ቤት ት/ቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-404290/09 14 48 78 04 ምድዋል ይከኣል፡፡