https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10525
ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ ኩሓ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድግ ስለዝደሊ እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፣ ምዝገባ ቲን ቁፅርን ከቕርብ ዝክእል

2 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012ሰዓት 11፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ናብ ባንኪ ቁፅሪ 1000311950103 ኣታዊ ምግባር ከትሕዝ ዝክእል

4 ኤሌክትሮኒክስን ፣ፈርኒቸርን ቫት ተመዝገብቲ ተወዳደርቲ ዝዕድም ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ግና ነቲ ረቃሒ ዘማልእ ዝኾነ ነጋዳይ ይክእል እዩ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮነ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለሬሽን ከቕርቡ አለዎም

5 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 እዩ

6 ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካልእ ፖስታ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ አለዎ

7 ተጫረቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 6ተ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዉዕሊ መኸበሪ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀፀ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

8 ቤት ፅሕፈት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳኽ ወይ ናይ ምውናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 78 83 34